ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዝደንት ኢሳይያስ ኣብ ኢትዮጵያ ዘካየዶ ናይ ሰለስተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዛዚሙ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ


ፕረዝደንት ኢሳይያስ ኣብ ኢትዮጵያ ዘካየዶ ናይ ሰለስተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዛዚሙ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ።

ፕረዚዳንት ኢሳያስን ምስኡ ሓቢሮም ዝተጓዓዙ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣንን ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ዝረከቡ ናይ ልምዓት ቦታታት ተዓዚቦም።

ፕረዚደንት ኢሳያስን ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን ኣብ ክልተኣውን ዞባውን ጉዳያት ከምዝተመያየጡን ኣብ ክልቲኡ ዓውድታት ምትሕብባሮም ከዕብዩ ከምዝተሰማምምዑ ሚንስትር ዜና ኤርትራ የማነ ገ/መስቀል ኣብ ትዊተር ገጹ ገሊጹ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


Recommended

XS
SM
MD
LG