ፍቕሪን ኲናትን
ማሞ ኣፈታ ወታሃደር ኢትዮጵያ ኰይኑ ኣብ እዋን ስርዓት ደርግ ኣብቲ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ኲናት ተሳቲፉ። ኣብ ኲናት ተማሪኹ፣ ኣይጸንሐን ኣባል ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ብምዃን ቃልሱ ክቕጽል ወሲኑ። ኣብቲ ቃልሲ ምስ ተጋዳሊት ህይወት ተስፋይ ተራኺቦምን ተፋቒሮምን። ነቲ ዝነበረ ኵሉ መሰናኽላት ሰጊሮም ሓዳር መስሪቶም፣ ሕጂ ምስ ደቆም ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ይቕመጡ ኣለዉ። ንርክቦም፡ ፍቕሮምን ካልእ ምስኡ ዝተኣሳሰር ጉዳያትን ኣጋይሽ ድምጺ ኣመሪካ ኰይኖም ኣለዉ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025
ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025
ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025
ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025
ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025
ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025
ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ