ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ውድድር ቻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ታሪኻዊ ዓወት ዘመዝገበት ሃገራዊ ጋንታ ኤርትራ መተባብዕን ኣቀባብላን ተገይሩላ


ኣብ ውድድር ቻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ታሪኻዊ ዓወት ዘመዝገበት ሃገራዊ ጋንታ ኤርትራ መተባብዕን ኣቀባብላን ተገይሩላ።

ኣብ በልጅየም ኣብ ዝተኻየደ መበል 87 ቻንፕዮንን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ብመንገዲ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ናይ ብሩር ሽልማት ብምርካብ ታሪኻዊ ዓወት ዘመዝገበት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ቀዳም 9 መስከረም ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ መተባብዒ ብኣፍቀርቲ ስፖርት ከኣ ኣቀባብላ ተገይሩላ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


Recommended

XS
SM
MD
LG