ሕቶ ክልል ሲዳማ
ሕቶ ክልል ምዃን ሲዳማ ንግዚኡ ንዘይተወሰነ እዋን ተመሓላሊፉ’ሎ: ገለ ኣብቲ ክልል ዝንቀሳቀሱ ናይ ፖለቲካ ፓርቲታት ተወከልቲ ህዝቢ ሲዳማ ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ሪፈረንደም ከምዘካይዱ ይገልጹ ኣለው።እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ ገለ ተሓለቕቲ ሕቶ ክልል ሲዳማ ዝኾኑ መንእሰያት ግን ድምጺ ህዝቢ ክስማዕ ኣለዎ ይብሉ።እዚ ሲዳማ ክልል ክትከውን ዝተላዕለ ሕቶ ንፈደራል መንግስቲ በዳሂ ከምዝኸውንን ካልኦት ሸሞንተ ሕብረተሰባት’ውን ተመሳሳሊ ሕቶ ከልዕሉ ከምዝኽእሉ ይግለጽ ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ