መሕተሚ
ኣብ ሊብያ ኣብ መዕቆቢ ስደተኛታት ዝርከቡ ኤርትራዊያንን ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ኣብ ዝለዓለ ጸገም ኣለና ሰባት ናብ መሸጣ ይውሰዱና ኣለው ይብሉ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ዓርቢ፡ ቂሔ-ጽልሚ / ፍሉይ መደብ/ ሕቶን መልስን