ኣስመራ —
እቲ `'ኣፍሪቃዊ ኮሚቴ ክኢላታት ኣብ ምሕላው መሰላት ቆልዑት`' ዝተባህለ ትካል ዘካይዶ ዘሎ ዓውደ-መጽናዕቲ፡ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝርአ ምዝንባል ቆልዑን ኣተሓሕዝኡን መሰረት ዝገበረ'`ዩ።
እቲ ኮሚቴ `'ኣጀንዳ 2040፡ ንቆልዑት ትኸውን ኣፍሪቃ ምህናጽ`' ዝብል መደብ ዘሰጉም ዘሎ ኮይኑ፡ ኣብ ዶብ ምስግጋር ኣብ ልዕሊ ቆልዑት ዝወርድ ጸቕጥን ብድሆታትን ክቐርፍ ዝፍትን`ዩ።