No media source currently available
ሚ/ሕርሻ ኤርትራ ህልዉ ዝርግሐ ዋጋታትን ቀረብን ብምጽናዕ ክዝርግሕ ጀሚሩ
መሕተሚ
ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ፡ ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ኤርትራ ሰሙናዊ ዋጋታት ብምእካብ፡ ህልዉ ዝርግሐ ዋጋታትን ቀረብን ምጽናዕ፡ ምዝርጋሕን ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ።
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ሰሉስ፡ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ/ ኣመሪካና